ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ መሰረተ ልምዓት ንምስፍሕፋሕ ትራንስፎርመር ንምግዛእ ስለዝደለየን ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ብምቅራብ ትራንስፎርሞርን ብተመሳሳሊ ዓዉዲ ዝተዋፈርኩም ነጋዶን ዉልቀ ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘርፊ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ሞያ ፍቃድ ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ተመዝገቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 11/12/2012ዓ/ም ክሳብ 26/12/2012ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ምዉሳድ ትክእሉ

4 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ነቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ክልተ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብምፅሓፍ ናብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምእታዉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ከተእትዉ ትክእሉ

6 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 26/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

7 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምትሓዝ ናይ ዝሰዓርዎ መጠን 10 ሚኢታዊ ከትሕዙ ይግባእ

9 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ወይም ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 75 61 88 91/09 77 11 97 68/09 62 59 14 60

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s