ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ናይ ምምሕዳር ዞባ ምብራቕ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳታት ማይጨው እንዳ መኾኒ ሳምረ ኣፅቢ ዓድዋን ናዕዴርን ንምድላው ምግቢ (ምጥን) ዘገልግሉ ሼዳት ዝምልክቶም ስራሕ ተቋረፅቲ (ብርኪ 10 ልዕሊኡን ዝኾኑ ብምውድዳር ከስርሕ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 7, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 20, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ሞገድ ኢንጂነሪንግን ኮንስትራክሽንን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ ከተማ መቀለ ክ/ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ንዝሃንፆ ናይ ንግዲ ህንፃ ናይ ጅብሰም ቻክ ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ GC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ኣብ ካልኦት ፕሮጀክትታት ብተመሳሳሊ ዝሰራሕኩም፤ ተኮናተርቲ ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከ/ውቕሮ ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ 2' ኣውላዕሎ ጣብያ ኣብርሃ ኣፅብሃ ቁሸት መንዳዕ ዝርከብ ናይ ማይ መርከቢ ጎዳጉዲ ናይ ጠሊ ዓቃቢ ስራሕቲ ብዘፈር ማይ ኮንስትራክሽን ደረጃ 10 ኣናእሽተይ ጥራሕ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎ ውልቀ ወይ ሕብረት ሽርክና ማሕበር ብማሽነሪ ብጨረታ ክስራሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
አብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሰለክለካ ከይዲ ስራሕ ደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንከተማ ሰለክለከ ግልጋሎት ዝዉዕል ንከፈቲ መሕረዲ ስራሕቲ መሳለጢ ዝዉዕል ናይ ኢድ ኮሽቲ ተሓቆኒ ሃንድ ፓምፕ : ናይ ደገ መብራህቲ ባዉዛን ኣቅሑታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰለኽለኻጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ ናይ ሓመድ ኳዕቲ ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ GC-5ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
... ኢ ረሳሕ ፈሳሲ ዝተጠራቐመ ስላጅ ምዕራግን ምልዓልን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ካብ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝተርከበ በጀት ኣብ ከተማ ዓድዋ ጣብያ ሓየሎም ዝርከብ ናይ ቴክኒክን ሞያን ህንፃ ቀዳማይ ካልኣይን ደብሪ ንምስራሕ BCንGC 7 ልዕልኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ስራሕ ተኮናታርቲ ብግልፂ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ፋብሪካ ኣዲስ መድሓኒት ማሕበር ኣክስዩን ፅገና ናይ ማይ መውረዲ ኣሸንዳ 1200 ሜትሮ ካሪ ዝኮነ ብ 28 ጌጅ መዓቀኒ 0.4 ሜሜትር ተጫረቲ ባዕሉ ንዘቅርብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ህንፀትን መጎዓዝያ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ይክዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ህንፃን ስራሕቲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ FSRP ሐገዘ ዝተረከበ በጀት ዝተረከበ ኣብ ከተማ መኮኒ ዝረከብ መክዘን ዩኒን ለምላም ራያ ንምህናፅ ስለዝደለየን ብዝኮነ ዓይነት ደረጃ ፍቃድ BCን GC ናይ ንግዲ ስራሕቲ ህነፀት አወዳዲሩ ከሃንፅ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን