ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንማእኸል ኢንቨስትመንት ተግና ክገልግለ (Materials & Services for Hydroponic System Implementation) ዝምልከቶም ትካላት ኣወዳዲሩ በግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 26, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝርከብ ምምርሒ ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ዕደጋ ንብረትን ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ዩንዲፒ ፒሰኤፍ በጀት ዋነንነቱ ናይ ዞባ ምምሕዳር ዝኮነ ኣብ ቀበሌ 02 ዝርከብ ህንፃ ፅገና ስራሕቲ building maintenance work መፍለይ ዕደጋ ቁፅሪ ማይጨዉ /CW/BM/01/17 ብደረጃ 8 BC/GC ብርኪ ደቀቀቅቲ ትካላት ኮንስተራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 25, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ሞገድ ኢንጂነሪንግን ኮንስትራክሽንን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ ኣሸጎዳ ከባቢ ንዝሃንፆ ናይ ኣሉሚንየም ፋብሪካ ናይ ቀለምን ኳርትዝን ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ GC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ኣብ ካልኦት ፕሮጀክትታት ብተመሳሳሊ ዝሰራሕኩም፤ ተኮናተር ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 23, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 26, 2017 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክከተማ ሰሜን፣ ፍሉይ ሽሙ ስውሒ ንጉስ ዝተብሃለ ቦታ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 9, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 23, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይ ካብ GSF በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ማይ ጥምቀትን በለስን ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣርባዕተ ናይ ሓባር ዒላ ብሌክትሪካል ኣቅሑት ሶላር ምቅራብን ምዝርጋሕን ማለት ፓወር ሶላር ፓምፕ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓቲ ንምስራሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 2, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፃን ብናይ ቤት ፅሕፈት ዳግም ህንፀት ትግራይ በጀት ናይ ማእከላይ ዞባ ምምሕዳር ፅገና ህንፃ ኦፊስ ንምስራሕ ብደረጃ 8BC ደቂቅ ብርኪ ፍቃድ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትገራይ ዝርከቡን ብደረጃ 9 GC ንእሽተይ ብርኪ ፍቃድ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ከተማ ኣክሱም ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ማሕበራት ዉልቀ ኣናሽተይን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 2, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ናይ ምምሕዳር ዞባ ምብራቕ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳታት ማይጨው እንዳ መኾኒ ሳምረ ኣፅቢ ዓድዋን ናዕዴርን ንምድላው ምግቢ (ምጥን) ዘገልግሉ ሼዳት ዝምልክቶም ስራሕ ተቋረፅቲ (ብርኪ 10 ልዕሊኡን ዝኾኑ ብምውድዳር ከስርሕ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 7, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 20, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ሞገድ ኢንጂነሪንግን ኮንስትራክሽንን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ ከተማ መቀለ ክ/ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ንዝሃንፆ ናይ ንግዲ ህንፃ ናይ ጅብሰም ቻክ ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ GC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ኣብ ካልኦት ፕሮጀክትታት ብተመሳሳሊ ዝሰራሕኩም፤ ተኮናተርቲ ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከ/ውቕሮ ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ 2' ኣውላዕሎ ጣብያ ኣብርሃ ኣፅብሃ ቁሸት መንዳዕ ዝርከብ ናይ ማይ መርከቢ ጎዳጉዲ ናይ ጠሊ ዓቃቢ ስራሕቲ ብዘፈር ማይ ኮንስትራክሽን ደረጃ 10 ኣናእሽተይ ጥራሕ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎ ውልቀ ወይ ሕብረት ሽርክና ማሕበር ብማሽነሪ ብጨረታ ክስራሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ