1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅቲን ኣናሽተይን ንግዲ ትካላት ኣናሽተይን ማእከሎትን ማንፋክቸሪንግ ኢንዳስትሪ ዝተወሃቦም ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ናይ ኮንስትራክሽን ወይድማ ተኮናተራይነት ምዝገባ ካርድን ግብሪ ከፋላይ ምዝገባ ሰርተፊኬት መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቫት ምዝጋበ ሰርተፊኬትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲኪለራሽን ዘቅርብ
2 መከበሪ ጨረታ 50000 ቅርሺ ካብዞም ዝስዕቡ ኣማሊኡ ዝቀርብ ኮይኑ ብናይ ብሄራዊ ባን ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝተዉሃበ አብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪታት ወይ ፋይንሳዊ ትካላት ዝተረጋገፀ ቼከ ሊተር ኦፍ ክሪዲት ወይድማ ስፒኦ ከቅርቡ አለዎም
3 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረትሉ ህንፃ ፕሮጀከት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጠ 120 ተከታታሊ መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም
4 ብቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፃን ዝተዳለወ ዘይምለስ 2000 ቅርሺ ኣብ መዘጋጃ ቤታዊ እቶት ብምክፋል ካብ ዕለት 17/10/2017 ዓም ጅሚሩ ካበ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፃን ክልተ ደብሪ ኦፊስ ቁፅሪ 16 ምዉሳድ ይክእሉ እዩም
5 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ሐደ ሙሉእ ዋና ሰነድ ብክልተ ኮፒ ዝርከቡ ድማ ዝርዝር ስፐሰፊከሽን ስራሕ መጠቃለሊዋጋ ዝርዝር ዲዛይን ቤት ጽሕፈት ልምዓት ደቀቅቲን ኣናሽተይን ንግዲ ትካላትን ኣናእሸተይ ማእከሎትን መፍረይቲ ትካለት ዝተዉሃቦ ብርኪ ትካል ምስር ወረቀት ንግዲ ስራሕ ናይ መፈራይነት ወይድማ ናይ ኮንስትራክሽን ተኮነተራይነት ብቅዓት ሰርተፊኬት ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲኪላሪሽን ሰነዳት ዋናን ቅዳሕን ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታት ምስዓሸጉ ኮሎም ፖስታት ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን ናይ ባዕሎም ስምን ኣድራሻን ብተወሳኪ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፃን ካልኣይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 16 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 7/11/2017 ዓም ሰዓት 300 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም
6 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረክብሉ ዕለት 7/11/2017 ዓም ሰዓት 300 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 330 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342750903
ድሕሪት