ወርልድ ቪዥን ኢ/ያ ቤት ፅሕፈት ክልል ሰሜን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑትን ኣጎልግሎትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ምግዛእን ይደሊ ዝርዝር ክግዝኡ ዝድለዩ ኣቅሑትን አጎልግሎታትን 1 ዝተመሓየሹ ዓሌት ደርሁ ናይ 3ተ ወርሕን ካብኡ ንላዕልን ዕድመ ዝኮና 2 እንቓቕሖ ዘዉድቃ ዝተመሓየሻ ዓሌት ደርሁ 3 3ተ ወርሒ ደርሁ 4 ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክከትሮኒክስ 5 ኣይዙሱ ክራይ መኪና 6 ዘርኢ ዝተፈላለዩ ኣሕምልቲ 7 ዝተፈላለዩ ዓይነት ፈልሲ 8 ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ቡሎኬታት 9 ናይ መኪና ጎማ ቪርጅስቶን 10 ዝተፈላለዩ ናይ ተምሃሮ መፃሕፍቲ 11 ዝተፈላለዩ ቡሎኬት መምረቲ ማሽናት ክትሳተፉ እትደልዩ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሎት 1 ህንፃ መሳርሒ፣ ሎት 2 ሓሸዋን እምንን ፣ ሎት 3 አቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሎት 4 ቀላሚጦስ ፣ ሎት 5 ጨርቃ ጨርቂ፣ ሎት 6 መስትዋት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ን ካፒታል በጀት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ንህንፃ ቢሮ ገዛዉቲ መሳርሒ ዝዉዕል ንብረታት ከምኡ እዉን ንተሃነፅቲ ሕጊ ፍርናሽ ምንፃፍ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ኣብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ንዝተፈላዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ብሎኬት /በዓል 20 በዝሒ 1793/ መቅረብቲ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሬድ ፕላስን ኢፋድን ግልጋሎት ዝዉዕል ሓሸዋን ሓመድን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ህንፃ መሳርሒ 3 ኤሌክትሪክ ኣቁሑት 4 ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት 5 ብሎኬት ፣ ጡብ /ብሪክ/ 6 ሞተር ሳይክል ኣወዳድሪና ክንዕድግ ሰለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ ኢንድስትሪያል ማተርያል / ቡሎኬት/ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ፅ/ታት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጣንቓ ኣበርገጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ ኢንድስትሪያል ማተርያል / ቡሎኬት/ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ፅ/ታት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጣንቓ ኣበርገጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ በሚሰራዉ ኣዲሱ ህንፃ ለሚሰራዉ አሸዋ እና ጠጠር በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብሎኬት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዲሩ ክገዝእ የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት