ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ፣ ናይ ዓመታዊ ናይ መኪና ፅገና ጋራዥ ናይ ጉልበት ዋጋ ፣ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ን ፕሮጀክትታት ዝዉዕል ኣስፋልት ፒትመንን ካተር ፕላር ስፔር ፓርትታትን ንዕለት 25/01/2013ዓ/ም ዝክፈት ኣብ ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ግልፂ ጨረታ ስለዝወፀአ ክትወዳደሩ እትደልዩዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 25, 2013 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
መቐለ ሆስፒታል 1ይ ደረጃ ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሰራሚክን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶብ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለሚያሰራዉ G+10 ህንፃ ኣገልግሎት የሚዉሉ ፊኒሽንግ ማተርያል / የኤሌክትሪክ ዕቃዎች ሳንቴሪ እና የተለያዩ የህንፃ ዕቃዎች/ ቴንዲኖዎች እና ቡሌኬት በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋልnisዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ መቐለ ከተማ ዝሃንፆ ዘሎ ሪል ስቴት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ካብ 20-30mm መጠን ዘሎዎ ፀፀር ምቅራብን ናይ ማይ ስርገት መከላከሊ ዋተር ፕሩፍ ስራሕትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ካብ 24/09/2012ዓ/ም ክሳብ 13/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 13, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 ናይ ህንፃ መሳርሒ 2 ናይ መኪና ኣቅሑዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ስሚንቶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሎት1 ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ፣ሎት 3 መስተዋት ፣ሎት4 መድሓኒት፣ ሎት5 ሰራሚክ ፣ሎት 6 ፀሊም እምኒ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶብ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ መድሓኒት ምህርቲስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ናይ 3ይ ዙር ጨረታ ናይ ስልጠና ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ፅሬት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ኮንስትራክሽን ፣ ናይ ፈርኒቸር መሳርሕታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት