ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ መቐለ ከተማ ዝሃንፆ ዘሎ ሪል ስቴት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ካብ 20-30mm መጠን ዘሎዎ ፀፀር ምቅራብን ናይ ማይ ስርገት መከላከሊ ዋተር ፕሩፍ ስራሕትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ካብ 24/09/2012ዓ/ም ክሳብ 13/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዘ ካብ 24/09/2012ዓ/ም ክሳብ 13/10/2012ዓ/ም ንተከታታሊ 20 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትከዉን ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ላጪ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ብምምፃእ በዓል 2ተ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትዕድጉ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

1 ናይዚ ዓመት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ቲን ናምበርን ሰርቲፊኬትን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋብነት መረዳእታታት ምስቲ ሰነድ ቅዳሕ ከተሓሕዝ ይግባእ

2 ተጫረቲ ማህተም ዘለዎ ሙሉእ ኣድራሻኦምን ሰልኪ ቁፀሮምን ክገልፁ ይግባእ

3 ተጫረቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝርከብ ጨረታ ሳፁን ብኣካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣቢሎም ከእትዉ ይግባእ

4 ተጫረቲ ናይ ሕድሕድ ጨረታ ፀፀር ምቅራብ ፣ ናይ ማይ ስርገት መከላከሊ ስራሕ መኸበሪ ጨረታ 50,00.00 ቅርሺ ብሽም ሱር ኮንስትራክሽን ስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ  13/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

6 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ፀፀር ፅርየትን ደረጁኡን ብሰብ ሞያ ብላቫራቶሪ ኣብ መስርሒ ቦታኦም ፈቲሹ ዝሓልፍ ክኮዉን ይግባእ

7 ናይ ማይ ስርገት መኸለከሊ ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ስራሕ ልምዲ በዓል ሞያ ንብረት መፅዓንን መራገፍን ዘድሊ መሳርሕን ካብ ባዕሉ ይከዉን

8እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 01 14 01 /09 13 50 81 32

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s