ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ቴራዞ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ከተማ ዱሃን መስተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ሙሩፅ ፀፀርን ሑፃን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሮብጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 09:29 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ገበርቲ ሰናይ ግሪን ኢ/ያን ሬድ ፕላስን ዝተረከበ በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ስሚንቶ ንምጉዕጋዝ ፣ ከባቢያዉ ናዉቲ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ስሚንቶን ፣ ናይ ህዝቢ ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም /መቐለ/ Red Ash፣ ሲሚንቶ፣ ኣሸዋ፣ ጠጠርØ2፣ የተለያዩ መጠን ያላቸው ቴንዲኖ፣ የተለያዩ መጠን ያላቸው ሚስማር፣ soft wire 1.5 mm፣ Mold oil ጥቁር ድንጋይ የፎርም ወርክ ጣውላ (wooden board with 4m length 30cm and 5mm thickness formwork) እና የተለያዩ መጠን ያላቸው ባህርዛፍ ግዥ ተጫራቾች በራሳቸዉ ትራንስፖርት ኣግዘዉ እና ማራገፍ ሑመራ በሚገኘዉ ኢትዮ ቴሌኮም ግቢ ዉስጥ ማራገፍ ማስረከብ የሚችሉ በጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ በዘርፉ ፍቃድ ያላችሁ ኣቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ብናይ ሰፍትኔት በጀት ፀፀር /ጀሃያ፣ ሑፃ ፣ ሓሸዋ ምሩፅ ሓመድ እምኒ ናይ መንደቅ ንሃርድ ኮርን ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
Messebo Cement Factory PLC. (MCF PLC) invites eligible Different Building Construction, & Tool Materials. (32 Line Items),Different Tyres & Inner Tubes. (11 Line Items) , Stainless Steel Plates. (5 Line Items) ,Acid and Chemical (2 Line Items),ifferent Battery (4 Line Items)ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኬሚካልን ሪኤጀንትሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኮብል ስቶን /ፅሩብ እምኒ/ ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
Messebo Cement Factory PLC. (MCF PLC) invites eligible Different Building Construction, & Tool Materials. (32 Line Items),Different Tyres & Inner Tubes. (11 Line Items) , Stainless Steel Plates. (5 Line Items) ,Acid and Chemical (2 Line Items),ifferent Battery (4 Line Items)ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኬሚካልን ሪኤጀንትሰራሕቲ ሓፂነ መፂን