ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠናን ነጋ ገ/ዝጋብሔር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቆወምትን ሃለቅትን ንብረታት ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ መሰረት ድማዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ዓርቢጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴከተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኢ/ማተሪያልን ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ዉፅኢት ማዕድንን ፣ ብሎኬት ብ ሾፒንግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ንስራሕቲ ፕሮጀክት መንገዲ ኣስፋልት ከተማ ኣበርገለ ኣግበ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ባህርዛፋት ማለት እዉን ብበዝሒ 6600 ባህርዛፋት ብጨረታ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኤጄንሲ ልምዓት ኣባይቲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ኣጎልግሎት ናይ መሳርሒ ፅሕፈትን፣ ኣቅሑት ኮንሰትራክሽን ን ዝዉዕል ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንአገልግሎት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝተፈላላዩ ቐወምትን ሃለቅትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ኤሌክተሮኒክስን፣ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ህንፃ፣ ናዉቲ ኣዉተሞቲቨን መለዋወጢ ኣቅሑን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ን 3ይ ዙር መናእሰይ ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዘለና ናይ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሪክ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ማይ ዝርገሐ ፣ ኮንስትራክሽን ኮስሞቲክስ፣ ጨርቃ ጨርቅ፣ ናይ ምግብና ኣቅሑት፣ስፖርት ዕጥቂ፣ ምርባሕ ደርሁ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ መጋያየፂ መኪና ዲኮር ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር፣ ናይ ኢነትረ መኪና ጋራዥ ፣ ናይ ጀነሬተር ንናይ ፃፃይት ማሽን ፅገናን ሰርቪስን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንሕርሻ መሺነሪናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲፅገና ማሽነሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ን2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ትምህርቲ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ናዉቲ ፅሬትን ሕትመትን ፣ ሓመድን እምንን፣ ብሳዓት እትሰርሕ ሎደር ፣ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 25, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲማሽነሪ ክራይ
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዝኽፈል መሳርሒ ህንፃ ፣ ብሎኬት ፣ ቀላሚጦስ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ጎማ፣ ጨረቂ ሶፋን ካልኦት ንብረትን ብዕልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ማእከል ህንፀት ዉቅሮ ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም መሳርሒ ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ ፣ ቀላሚጦስ ፣ ቀለብ እንስሳ ፣መሳርሒ ፅሬት ፣ ሑፃን ፀፀርን፣ መደቀሲ ተሃነፅቲ ፍርናሽን ፣ ተሃናፅቲ ዝምገብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንካፌን ሬስትራንትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተዝረዘሩ ናይ መንድቅ እምኒ ሐሸዋ ፀፀርን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት