ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት መሳሪሒ ፀሕፈት ሎት 1 መሳሪሒ ህንፃ ሎት 2 ናውንቲ ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3 ትካልና አውዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ወይ መቅረብቲ ግል ጨረታ ሰለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ስፔር ፓርትን አቁሑት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ስፔር ፓርትን፡ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዋናኒ ከይዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይንስን ንብረት ምምሕዳርን ማእከል ቤት ፅሕፈት ዓዲግራት ንመሳርሒ ፅሕፈት ሎት ሐደ መሳርሒ ህንፃ ሎት ክልተ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ሎት ሰለሰተ ትካልና አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ወይ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ቱሉስ /tools/ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 30, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ባንኪ ዓለም ዝተረከበ ዝተፈላለየ ቀወምቲ ኣቅሑት: ናይ ደገ ምብራህቲ ማላት እዉን ፓዉዛ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ :ናይ ማይ ትቦ : ናይ ደገ ሓፂን ፓሎ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕድጊት ሞተርሳይክልቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክንክ መቀለ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቀደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት ክልተ መሳርሒ ህንፃ ሰለስተ አቅሑት ኤሌክትሪክ 4 ኤሌክትሮኒክስ ሓሙሽተ መለዋወጢ አቅሑት መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት ሽድሽተ መሳርሒ ፅሬት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ትከልና ሱር ኮንስትራክሽን ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መለዋወጢ ኣቀሑት ማለት ድማ ቱቦ ቻርጀር በዝሒ ሐደ : ፈሊፕ በዝሒ ሐደ : ሮድ በዝሒ ክልተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ማሕበር ጉዳአት ኩናት ትግራይ ኣብ ዞባ ማእከል ወረዳ ገጠር ዓድዋ ጣብያ ሰግሊ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ መሳርሒ ዝዘዉዕል ቆርቆሮ ዝተፈላለዩ ምስማራትን ካልኦትን ንብረት በዚ ዘርፊ ፋቃድ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮማራይ ን2013 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ስለዚ ካብ 23/02/2013ዓ/ም ክሳብ 08/03/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ደ/ካ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር /ንብረትን ኣብ ስራሕ ሰዓት 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣልዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 8, 2013 03:45 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት