ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ብየዳ ስራሕቲ ዘገልግል ንብረት ተዓዲጉ ንክቀርብ ብደቁ 20948/ቐ/መ/ማይ ዕለት 11/4/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረብ ሕቶ ዕድጊት መሰር ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ሓዱሽ ንዘስርሖ ዘሎ ሰርቪስ ገዛ ዘድልዩ ናይ ፊኒሽንግ ማተርያላት ሞራለ ፋሻ ቦርድ : ጉራንዳየ : ቆርቆሮ : ፕላስቲክ ኮርኒስ : ናይ ማዕፆ ብረት LTZ : ሴራሚክ ናይ ዓዲ ዉሽጢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ሕርሻ ገጠር ልምዓት ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን :ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑትን ብግዝኢት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ኩሓ ንኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ካብ በጀት UNDP ብማሕበር ተወዲብኩም መስኖ ንተልምዑ ን ቤት ዕሕፈት ሕርሻ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ 2016 ሞተር ማይ ምስ አክሰሰሩ/ መለዋውጢ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ዌልዲን ጀነሬተር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት መሳሪሒ ፀሕፈት ሎት 1 መሳሪሒ ህንፃ ሎት 2 ናውንቲ ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3 ትካልና አውዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ወይ መቅረብቲ ግል ጨረታ ሰለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ስፔር ፓርትን አቁሑት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ስፔር ፓርትን፡ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት