ቤት ፅሕፈትኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፊቲንጋት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣጉላዕጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ማሕበር ኣክሰዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኤለክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸርን ማሽነርን ኣቁሑት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ሆስፒታል ሱሑል ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ኣቅሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ወርክ ሾፕ ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ትካልና ንመስመራት ማይ ቡንቦ ሽቃቅን መሕፀቢ ነብሲ ዘድሊ መለዋወጢ ኣቅሑት ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሮም ክሰርሑ ዝደለዩ ትካላት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ንናይ ማእከል ምርምር ሽረ ማይ ፀብሪ ሲት ላብራቶሪ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ክዕድግን ጣዉላ ማዕፆ ብዝወፀ ዲዛይን መሰረት ስራሕቲ ምስ ትራንስፖርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት
ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ Pipe ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ኮንስትራክሽንን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 10, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ካዝና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ካዝና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 28, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን