ቤት ፅሕፈትኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፊቲንጋት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ቁፅሪ ኣጉ/ማ/ግ/-----/18

ዕለት 27/01/2018 ዓ.ም

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈትኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፊቲንጋት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅኣሉ ዕለት ጀሚሩ ትጫረቱ ትኸእሉ ምኳንኩም ንዕድም፡፡

ተ.ቁዝርዝር ንብረትመዐቀኒመፍለይበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ሰትሬት ዩኔን ብዓል 50PN 16ብቁፅሪ20ብሳምፕል መሰረት
2ሰትሬት ዩኔን ብዓል 25PN 16ብቁፅሪ20ብሳምፕል መሰረት
3ሰትሬት ዩኔን ብዓል 20PN 16ብቁፅሪ20ብሳምፕል መሰረት
4ፕላግ H.D.P.E ብዓል 32PN 16ብቁፅሪ20ብሳምፕል መሰረት
5ፕላግ HDPE ብዓል 25PN 16ብቁፅሪ10ብሳምፕል መሰረት
6ችክ ቫልቭ ብዓል 4 ኢንችሳንዋብቁፅሪ2ብሳምፕል መሰረት
7ጌትቫልብ ብዓል 1/2 ኢንችሳንዋብቁፅሪ10ብሳምፕል መሰረት
8ቃጫ ናይ ቧንቧ መስርሒኦርጂናልብኪሎ8ብሳምፕል መሰረት

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋዊ ተጫረቲ

1. ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም

2. ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ ዘለኩም ሓዱሽ ናይ መቕረባይ ካርድ ዘለኩም

3. ቫት ዝተመዝገብኩምን/ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ዘለኩም፡ ናይ ወርሓዊ ድክለሬሽን ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ /መረዳእታ ክተቅርቡ እትኽእሉ ንሓደ ደኩሜንት ዘይምለስ ብር 30.00/ሰላሳ ብር/ ብምኽፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብምውሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት27/01/2018 ዓ.ም እስካብ 12/02/2018 ዓ.ም ዋኒኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳጥን ምእታው ይከኣል፡፡

4. ጨረታ ሳጥን ዝእሸገሉ ዕለት በቲ ናይ መወዳእታ ዕለት 12/02/2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ተኣሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት፡፡ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኺቦም ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡፡

5. ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኸፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኸውን 10000.00/ዓሰርተ ሽሕ ብር /ብCPO ከትሕዙ ኣለዎም፡፡

6. ተጫረቲ ናይ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማ በዓል ዋና እንዘይሃልይዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎን፡፡

7. ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራቲ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልትታት ውዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሐዞ ናይ መኸበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸውን፡፡

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ተወሳኺ ሓበሬታ፤

ብስልክ ቁፅሪ /0914029291,0914162862/ ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s