ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ትካልና ንስረሕ ዝውዕል ላፕቶፕ፤ ፕሪንተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት እትውዕል ካሜራ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊድሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ (Printer) ንክትዕድግ ስለዝደለየት:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ንዓብያተ ዕዩ ወረዳና አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን: ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ አላማጣጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣካዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ናይ ኮምፒተር መለዋወጢ ኣቅሑት ብ ፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍዕም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ሑመራ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሑፍ: ናይ ኤችኣይቢ ምልክትን ሪቫንን ሕትመት ዘለዎ ፅላል : ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑተን: ናይ ጋራጅ ፅግና ግልጋሎት ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅ/ት/ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ ነዞምኣ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ኤለክትሮኒክስ ዕድጊት ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ካብ መደበኛ በጀት ንቤት ፅ/ታት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ይደሊ ስልኪ 0963509643ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:የጭላጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ን2 ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕላ ቢመርን (ፕሮጀክተር) ቴሌቪዥንን (ብመሰረት ዝቐረበ ስፐስፊኬሽን) ተወዳደርቲ ብምዕዳም ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን