ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌክትሮንክስ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቑሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ አብ 2016 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት &ፅሬት መሳርሒ 8ፅሕፈት መሳርን አናእሽተይ መሳርሒ ፅሕፈት&ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ቢሮ አቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሸ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ን ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዳንሻጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ዓዴት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ተዛመድቲ ኣቅሑት ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 26, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Worabeጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ጎማ መኪና ፡ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፡ ፅገና ኣቅሑት ህንፃ ኣቅሑትን ፡ ፅሬትን ፡ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮትካልኦት ፅገናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላላያ ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፒ ቀለም ንምምላእ ምሰ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2016 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት: ኣቅሑት ኤሌክትርኒክስ : ናይ ኮምፒተር ኮምፒተር ተዛመድትን :ሞባይንልንሞባይ ኣክስሰሪን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ናይ መኪና ጎማን ባትሪን : አቅሑት ሞተር ሳይክል :ናይ ብረት ትቦ መገጣጠምትን ከምእዉን ኤችድፒን: ፒፓርን ትቦ መገጣጠምምቲ ኣቅሑታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮንክስ አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበር ኣክስዮን ትካል ማይክሮፋይናንስ ሰሜን ዝተፈላለየ ዓይነት ኮምፒውተርን ተዛመድቲ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን