ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ግልጋሎት ዝርከቡ ኣብየት ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት ዩኒዲቢን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ቪድዩ ካሜራ: ኮምፒተር :ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ኣቅሑት መለዋወጢ መካይን :ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ን2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ከልኣት ቀወምቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 07:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለየ ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 13, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ 2016 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቂሉ/LOT / ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሃገረ ሰላምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
... ኤን ዲፒን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ከም ቪዲዩ ካሜራ: ፕሪንተር: ላፕቶፕ ወዘተ :ኣቅሑት መለዋወጠ መከይንን ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ክሳብ 7 ሕዳር 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ (Computer and Accessory) ንክትዕድግ ስለዝደለየትዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ድሚፂ ወይና ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን Computer Graphics core i 9 12900k በዝሒ 2 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ክዕድጎም ዝደሊ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ 2 ናይ ሕትመት ስራሕ ፣ 3 ኮምፒተርን ተዛመድትን ናይ ፊልድ መሳርሒ ኣቅሑት / ኤሌክትሮኒክስ/ ፣4 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣5 ናይ ድሕንነት መኸላከሊ ኣልባሳትን ዩኒፎርም ፣6 ናይ መኪና ቅብዓት ሽቶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 11, 2013 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ማለት ላፕቶፕ ኮምፒተር ፕሪንተር ስቴብላይዘር ዋየር ለስ ማዉዝ ድባይደር ተሓዛሊ ቦርሳ ላፕቶን ቻርቸር ናይ ላፕቶፕን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፍረወይኒጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑ (ናይ ቶሽባ ላፕቶፕ ቻርጀር በዝሒ 01 WIFI TP –LINk በዓል 3ተ ኣንቴና 01)አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ ክተማልእዎም ዝግባኡ ረቓሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን