1 ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምምዝጋቦም መለለይ ቁፅሪ ከፈላይነት ግብሪ ኣብ መቅረባይ ዝተመዝገቡ ምካኖም ዝገልፅ መረዳአታ ዘቅርብ
2 ናይ ወርሒ መሰክረም 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን 17000 ቅርሺ ክትሕዝ ይግባእ
4 ነዚ ዝተዳለወ ናይ ተጫረታ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ንሕድሕድ ሰነድ ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4 / 5 ብምዉሳድ ንዘቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ 6/3/2016 ዓም ከሳብ 20/3/2016 ዓም ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ትክእሉ
5 እቲ ጨረታ 20/3/2016 ዓም ሰዓት 7:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ 20/3/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ይክፈት
6 በዓል መዚ እቶት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 ተጫረቲ ሕድሕድ ዝምላ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታስክ ዝሐወሰ ክክዉን አለዎ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁጽሪ ስልኪ 0344401875
ኣደራሻና ዓዲሓቂ ህንፃ ማሕበር ጉዳእተ ኩናት ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ
ድሕሪት