ቤት ፅ/ት/ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ ነዞምኣ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ኤለክትሮኒክስ ዕድጊት ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ካብ መደበኛ በጀት ንቤት ፅ/ታት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ይደሊ ስልኪ 0963509643
ዝርዝር ንብረትመለክዒበዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ገመድ ኣልባ ማውዝቑፀሪ23
ኮንቨክተር ኬብል /HDml/ቑፀሪ4
ኮፒተር Dellቑፀሪ1
ናይላፕ ቶፕ /ቶሽባ/ ቻርጀርቑፀሪ1
ስቴፕላይዘር 1500w gatoቑፀሪ11
ዲቫይደር በዓል 8 ነኻልቑፀሪ20
ላፕ ቶፕ ዘP ኮር I7ቑፀሪ4
ላፕ ቶፕ ዘP ኮር I5ቑፀሪ1
ማዘር ሊድ Laserቑፀሪ1
Sony/ካሜራ/ PXY-2 150 ካሜራ ምስ ሙሉእ ኣከሰሰሪቑፀሪ1
አስ ሪከርድስ ረድዮቑፀሪ1
ፕሮሮሰንቑፀሪ5
usB cable በዓል 4ተ ሜትሮቑፀሪ3
ፐሪንተር ዘPቑፀሪ1
ሚሞሪ ካሜራ በዓል 32 GBቑፀሪ3
ድራታ ባትሪንእሽተይደርዘን2
ድራምኔት 2040 DNቑፀሪ1
ፐሪንተር ኬብል 4 ሜትሮቑፀሪ1
VGA Cableቑፀሪ6
DS (ደስል) ናይ ኢንተርኔትቑፀሪ2
500 GB HARD DISKቑፀሪ4
ኢንተርናል ሃርድ ዲስክ ኮምፒተር 500 GBቑፀሪ3
ፎርማተር ቦርድ ናይ brother H-16200row ፕሪንተርቑፀሪ1
ፍለሽ 16 GB ROGasቑፀሪ4
CD ናይ Ecosys M2640 idw ኮፒቑፀሪ1
Dveloperናይ2o40dnEcosys ፕሪንተርቑፀሪ1
CD ናይ HP Laser Jet P2055 ፕሪንተርቑፀሪ1
Router /ሮዉተር/ ባዓል 24pinቑፀሪ1
ዴስክ ቶፕ ኮፒተር /DEll flat / ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪcoreቑፀሪ1
Router /ሮዉተር/ምስ ቻርጀሩቑፀሪ1


መምርሒ ተጫረቲ

ቤ/ፅ /ት/ል/እ/ምም/ርፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለየጭላ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ዝተፈላለዩ ቤትፅሕፈታት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡

v. ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ ✓ ልዕሊ 200,000 ብር ኣብ ዝዋግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ vatተመዝገብቲ ዝኮኑ ወርሓዊ ድክለሬሽንካቅርቡ ዝክእሉ ü ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍላይ ቁፅሪ /TN/ከቅርቡ ዘኸእሉ ü ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርቡ ዝኸእል ü በቲ መስመር ዝተሓደሰ ናይ 2016ዓ/ምንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

v. ኣብ ከይዲ ጨረታ ከጭብርብር ዝሙኩር ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኸውንን ፣ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ከይሳተፉ ከም ዝግበርን፣ዘተሐዙዎ መኸበሪ ጨረታ ከም ዝውረስን ፈሊጦም ስርዓት ጨረታ ኣኸቢሮም ዝኣትው -ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ን15 መዓልቲ ይኸውን 5000.00 ብር መኽበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

v. ሰነድ ጨረታ እዙ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 04/04/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50/ሓምሳ ቅርሺ/ናይ ደኩመንት ዋጋ ብምኽፋል ንተኸታታሊ 10ተ መዓቲታት አብ ቤትፅሕፈትል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 28 ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትኽእሉ ድሕሪ ምዕፃው ጨርታ ሳንዱቅ ዝመፅእ ዝኮነ ይኹን ጨረታ ሰነድ ተቐባልነት ዘይቡሉ ምዃኑ

v. ተጫረቲ እቲ ጨረታ መክፈቲ ዕለት 15/04/2016ዓ/ም ም ዃኑ ፈሊጦም ድሕሪ 3ተናይ ስራሕ መዓልቲታት ውዕሊ ዝኣስሩን መኸበሪ ውዕሊ ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማ /ፖርፎርማንስ ቦንድ ድማ /10%/ ናይቱ ዝሳዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ ኣለዎም እቲ ዘትሓዘዎ መክበሪ ጨረታ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ክሳብ ውዕሊ

v. ዝኣስሩ ዘገልገል ይኸውን ውዕሊ ምስኣስሩ መክበሪ ናይ ስራሕ /ፖሮፎርማንስ ቦንድ/ 10% ምስ ኣትሓዙ ይልቀቅ ብባንኪ ዘተረጋገፀ CPO ዝተሓዝ ኮይኑ ውዕሊ መኽበሪ ውዕሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብዝኣሰርዎመሰረት ኦርጂናል ንብረት ምስ ኣቕረቡ ይልቀቐሎም/ለን፡፡

v. ተጫረቲ ንሓደ ዓይነት አቕሓ ዝመልእዎ ዋጋ ማዕረ እንተኾይኑ እቲ ንብረት ማዕረ ተማቂሎም ዘቕርቡ ምኻኖም

v. ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ /ኦርጅናልን ኮፒን / ተዓሽጉ ዝቐርብ ኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ግልፂ ኮይኑ ብናይቱ ድርጅት ላዕለዋይ ሓላፊ ተፈሪሙን ማህተም ዓሪፍዎን ምስ ምሉእ ኣድራሽኡን ሰነዱን ይቐርብ፡፡ እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዐሉ ግዜ ዕለት 15/04/2016ዓ/ም ስዓት 4:30 ተዓፅዉ ብተማሳሳሊ ዕለት ስዓት5፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርወ/ኣበርገለ የጭላ ቁፅሪ 28ተ ይክፈት

v. ኣብዚ ጨረታ እዚ ኣከራካሪ ነገር እንትፍጠር ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡ ኣብዚ ፕሮፎርማ እዚ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ኣብ ኣቅርቦት ብመጠን ብዕሬት ን ብግዜን ዝተደገፈ ዘቕርብ ኮይኑ ቤት ፅሕፈትና ኣብዚ ዕድጊተ 20% ናይ ምውሳኽን ምቅናስን ስልጣን ይህልዎ

v. ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅሬታ እንትሃልይዎም ጥርዓኖም መጀመርያ ናብ ጨረታ ኮሚቴ ቀፂሎ ም 3ተ ተካታታሊናይ ስራሕ መዓልቲ ቅድሚ ምሕላፉ ቅሬተኦም ናብላዕለዋይ ሓላፊ ከቅርቡይኸእ እዮም፡፡ ካሊእ ኣብ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ብዘሎን ነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ ብዝእዝዞ መሰረት ይፍፀም፡፡ ኣብዚ ዝሰፈረ ምስቲ ኣዋጅ መምርሕን ዝጋነዕ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ ኣየገልግልን፡፡

መተሓሳሰቢ፡-

Ø እዚ ኣብ ላዕሊ ዘተገለፀ ንብረት ስዓራይ ዝኸነ እቲ ንብረት ኦርጂናል ዕሩይ ኮይኑ ብናይ ባዕሉ መፅዐንን መራገፍን ናብ ወ/ኣበርገለ የጭላ ቤ/ፅ/ት/ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ኣታዊ ዝገብር፡፡ ቤ/ፅሕፈትና ቶም ተረጋጊፆም አታዊ ናይ ዝኾኑ ንብረታት ጥራሕ ክፍሊት ዝፍፅም ይኸውን

Ø ስዓራይ ዝኾነ መቕረባይ እቲ ንብረት ካብ ዘቕረበሉ እዋን ጀሚሩ ንዘቕረቦም ንብረታት እቲ ቤት ፅሕፈት ውሕስና የድልዮም ንዝበሎም ንብረታት ውሕስና ውዕሊ ክኣስር ዝኸእል ምዃኑ ክፈልጥ ኣለዎ ምስ ሰላምታ/ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ንከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/አበርገለ የጭላ ናይ ተዋዳዳራይ ኣድራሻ ስም. ቀበሌ ሲቁ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s