ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
መ/ሆስፒታል 11 ለካቲት ጡብ /ሽክላ/ ብዉስን ጨረታ ክንገዝእ ንደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ህንፃ መሳርሒ ከዕድግ ስሰዝደሊ እዚ ቀጥዒ ብምምላስ ሕጋዊ ነጋዶ ከተወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 11:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝዉዕል፡- Skill Building Materials ፥ Self-Care, Personal and Sanitary items ፥ Refreshment items ፥ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ Materials to Equip WGSS-Sites ፥ Materials for Furnishing ፥ Purchase of Laptop Computers and Accessories ፥ Suggestion Box ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ላፕቶፕ ኮምፒተርን ፎቶ ኮፒን መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን
... ር መዛወሪ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈቲንግ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 12, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ(ዳዕሮ) ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕል ብሎኬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ዓማዊል ዝርገሐ መስመር ንመስመር ፅገና ሐድሳት መሳርሒን ንኢድ መሳርሒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፊቲንጊታትን: ኤች ዲቢ ትቦን መገጣጠምን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 29, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓደዋ ኣብ 2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንምምህር ምስትምሃር ን ሓፂር ስልጠና ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ህንፃ መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን