ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 09/2018
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንፈር ሓወልቲ ፅሕፈት ዕገና መስመር መዛወሪ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈቲንግ ኣቁሑት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ ቁ 22769ቐ/መ/ማይ ብዕለት 20/02/2018 ዓ.ም ብ አውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።
- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መጠን | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Mail Adapter PN 16 PE 100 | 090 | pcs | 2 | |||
| 2 | Mail Adapter PN 16 PE 100 | 050 | pcs | 2 | |||
| 3 | Compration Elbow PN 16 PE 100 | 090 | pcs | 2 | |||
| 4 | Femal Boll Volvalve PE 100 PN 16 | 090 | pcs | 2 | |||
| 5 | Compration End Cap PN 16 PE 100 | 090 | pcs | 2 | |||
| 6 | Gi Nipples Heavy Dutty | 3" | pcs | 2 | |||
| 7 | Gi Nipples Heavy Dutty | 11/2" | pcs | 2 | |||
| 8 | HDPE Volvalve | 11/2" | pcs | 2 |
NB.እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 12/03/2018 ዓ.ም ክሳብ 15/03/2018ዓ/ም
ኣድራሻ
ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ
ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል
ድሕሪት