ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሽንቲ ቤትን ሻወርን ኣቅሑት ዘስተኻኽል፣ ዘዕርን ዝገጣጥምን በዓል ሞያ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክተስርሕ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 30, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንዉቅሮ ፣ ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ነበለት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ኮንትራት 1 ነበለት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲን ናይ ማቴኔላ ምቅራብን ምንፃፍን ስራሕ ብኑኡስ ስራሕ ተቃራፂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክነስርሕ ንደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ መቐለ ዓድሓ ፕሮጀክት ግንባታ ግልጋሎት የሚዉል ከዚህ በታች በተገለፀዉ ዝርዝር መሠረት ግዥ ለመፈፀምና ለማሰራት ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ ማወዳደር ይፈልጋል (የወለል ቁርቋሮ እና የኣርማትራ ቀረፍ ስራ )ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 18, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
Marie Stopes International Ethiopia intends to hire a construction company to carryout family Planning Service area renovation at three government hospitals located at Tigray Region ( Abi Adi Hospital) the work will includes ,floor finishing ,walls finishing ,ceiling works ,aluminum works ,painting, sanitary & electrical works. ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 19, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንምግጣምን ፅገናንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ቤት ትምህርቲ ሙለእ 1ይ ማይ -ወይኒ ቁ2 6ተ ክላሳት ወይ ክፍልታት ናይ መኻኻታ ከምብሓድሽ ምምላእ ሓድሽ ማዕፆ ምግጣም ፣ መስከቲ ምግጣም፣ ንኩሉ ክፈሊ ቀለም ምቅላም ፣ እቶም ዝግጠሙ ማዕፆታት መሳኩትን ብኣንትሬስት ቀለም ምቅላም ፣ ኣብ ናይ ኣፈ ደገ ናይቲ ክፍልታት ዘሎ ብመንደቅ ደረጃታት ንኣከላ ጎዶሎ ዘካተተ ምስራሕ ብሓፈሻ ንምፅጋን ጨረታ አዉፅኡ ከጫርት ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ላጪ ኣብ ዘስርሖ G+7 ህንፃ ናይ ሳኒታይዘር ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል BF/06LSD ኮድ 4-12965 ዴዉ መኪና ቦዲ እድሳት፣ ቀለም ምቅባእ ፣ ዝተባለሸወ ኮርኒስ ምስትኽኻል ካልኦትን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ቀለም ስትኮን ካልኦትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝይ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲፅገና ተሽከርካሪ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ መቐለ ከተማ ዝሃንፆ ዘሎ ሪል ስቴት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ካብ 20-30mm መጠን ዘሎዎ ፀፀር ምቅራብን ናይ ማይ ስርገት መከላከሊ ዋተር ፕሩፍ ስራሕትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ካብ 24/09/2012ዓ/ም ክሳብ 13/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 13, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ናይ ስነ-ፅባቐ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ናይ 2ይ ዙር ጨረታ ን 5ይ ዙር መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮንስትራክሽን ፣ መፀባበቂ/ኮስሞቲክስ/ ፣ ዓለባ ፣ ሕትመት፣ መመገቢ ናዉትን ፣ ኣፋዉስ እንስሳን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣግበጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናገዛ ኣቁሑትናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን