ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ብናይ ስሪ ኣር ፎኦር ሲኤሲኢፕሮጀክት ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ቦራ ቸለና ዝርከቡ ኣብያተ ትምህርቲ ዝተፈላለዩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ወይድማ ኪኩ ፊክስ ፕሮግራም ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 6, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝርከብ ምምርሒ ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ዕደጋ ንብረትን ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ዩንዲፒ ፒሰኤፍ በጀት ዋነንነቱ ናይ ዞባ ምምሕዳር ዝኮነ ኣብ ቀበሌ 02 ዝርከብ ህንፃ ፅገና ስራሕቲ building maintenance work መፍለይ ዕደጋ ቁፅሪ ማይጨዉ /CW/BM/01/17 ብደረጃ 8 BC/GC ብርኪ ደቀቀቅቲ ትካላት ኮንስተራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 25, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናይ Office Roof Terrace Construction ስራሕ ብቅሉዕ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 8, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ትካልና ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሱር ኪንስትርክሽን ኣብ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትን ህንፃ ቢሮ G+7 ሐደ ምድር ቤት በዝሒ ዓሰርተ ሽሕ ካሪሜትር : ክልተ ቀላም ምቅላም በዝሒ 6500 ካሪ ሜትር : ሰለስተ ናይ ሊፍት በሪ ክላዲንግ ስራሕ ብዝሒ ሸዉዓተ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ቅድም ክብል ንዝጀመሮ B+G+10 ንሓደ ወለል ፊኒሽንግ ማተርያል ዝኸውን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ካብ ናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምለሽ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ ክልተ DRIP 2 ብዝተረከበ ናይ በጀት ድጋፍ ኣብ ጠብያ ደብሪ ማሪያም ጥዕና ጣብያ ደብረማሪያም ናይ ምዋልድን ክትትል ህፃናት ክፍሊ ኤምሲ ቸ ቢዩልዲንግ ብጠቅላላ ኮንትራክተር ንምስራሕ ብህንፃ ኮንስትራክሽን BC ወይ ፈቃድ ንዘለዎም ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ራብዓይ ደበሪ ዝረከብ ህንፃ ናይ ብርሃን መእተዊ ቆርቆሮን ተመሳሳሊ ሕድሳትን ማለት (Roof maintainance) ክገበረሉ ስለዝደለየ ኣብዚ ሞያ ዝተሳተፈኩም ክብ ደረጃ ሐደ ክሳብ ሓሙሽተ ፍቃድ ዘለኩም ትካላትን ነዞም ሲዒቦመ ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡን ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ጣቢያ ሐየሎም ማሕበረሰብ ዕደጋ ኮሚቴ ናይ ስደኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት ማለት እዉን DRD IP2 ብዝተረከበ ድጋፍ በጀት ንዝስራሕ ሐደ ብሎክ ናይ ሰማእታት ቀዳማይ ብርኪ ምስሕፋሕ ሓዱሽ ህንፃ ከስርሕ ስለዝደለየ ኩሉ ደረጃ ወይድማ ብርኪ ዘይፈሊ ናይ ኮስትራክሽን ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኮንትራክተራት ንጉልበት ንፎርም ወርክ ንማይ ምቅራብን ንምስታይን ከምእዉን ነቲ ህንፃ ዘድልዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ብናይ ህንፃ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ ኣብ 2016 ዓም አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ራብዓይ ደበሪ ዝረከብ ህንፃ ናይ ብርሃን መእተዊ ቆርቆሮን ተመሳሳሊ ሕድሳትን ክገበረሉ ስለዝደለየ ኣብዚ ሞያ ዝተሳተፈኩም ክብ ደረጃ ሐደ ክሳብ ሓሙሽተ ፍቃድ ዘለኩም ትካላትን ነዞም ሲዒቦመ ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡን ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ትግራይን ን "ሰላም ንትንሳኤ ትግራይን ርክብ ንግዲ ንንግዲን ሲምፖዝዮምን ባዛርን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤግዝቪሽን ኬንዳ ምስ ሙሉእ ናውቱን ናይ ኤግዝቢሽን መመላኸዒን ኣወዳዲሩ ክንካረ ይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን