ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ በርን መስኮትን መስርሒ ኣገልግሎት ዝውዕለ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 9, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ማሕበርና ማሕበር ልምዓት ሃርበኛታት ምልስ ተጋደልቲ ዓዲግራትን ከባቢኣን ካብ ለገስቲ ትካላት ብውህብቶ ካብ ዝተረኸበ ኣብቲ ትሕት ኢሉ ዘሎ ሰንጠረዥ ተዘርዚሮም ዘለዉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ውፅኢት ዕንፀይትን ብረትን ከጫርት ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገሰፁ ናይ ኮንስትራክሽን ላቑሑት ክዕድግ ስለዝደሲ እዚ ቅጥዒ ብምምሳስ ሕጋዊ ነጋዶ ከተጨዳደረ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 29, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ቀዳማይ ናይ እስቲድዩ ኣክሴቲክ ፅገና ጣዉላ ማዕፆን : ክልተ ናይ ምድሪ ቤት ምንፃፍ :ናይ ቀጥታ ፈነዉ ቀረፃን መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመጋረጃን ምንፃፍንሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ዋና ቢሮ ዝሰራሕ ናይ አለሙኔም ስራሕቲ ብቕሉዕ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
... ት መስመር ማይን ዝርገሓን ናይ መብየዳ ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኦፊስ ሩፍ ቴራስ ኮንስትራክሽን (Office roof terrace construction) ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ 32 ካሬ ናይ Office Aluminium glass partition work ምስ ናይ ጉልበት ስራሕ ከስርሕ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ሽቃቅ ሽቃቀ ዝዉዕል ስራሕቲ ኣሉሚኒየም ማተሪያል ምስ ምግጣም ሞያ ሓዊሱ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 25, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ፅገና :ኣቅሑት ቢሮ ናይ ህንፃ መስትያት መፀገኒ ናዉቲ ምስ ናይ ጉልበት ዋጋ ሓዊሱ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንንይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮትመሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት