ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 6 ወረዳታት ትግራይ (እንዳ መኾኒ - ሽብጣ ከተማ ማይጨው - ቀበሌ 02፣ ሳምረ - ዓምዲ ወያነ ዓዲ ዓውሶ፣ ኣፅቢ - ደራ፣ ዓድዋ - ራህያ/ደብረ ገነት፣ ናዕዴር ዳዕሮ ሓፋሽ ንምድላው ምጥን ምግቢ ዘገልግላ ሓደሽቲ መጥሓናት (መጣሕን) ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 6 ወረዳታት ትግራይ (እንዳ መኾኒ - ሽብጣ ከተማ ማይጨው - ቀበሌ 02፣ ሳምረ - ዓምዲ ወያነ ዓዲ ዓውሶ፣ ኣፅቢ - ደራ፣ ዓድዋ - ራህያ/ደብረ ገነት፣ ናዕዴር ዳዕሮ ሓፋሽ ንምድላው ምጥን ምግቢ ዘገልግላ ሓደሽቲ መጥሓናት (መጣሕን) ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ትራንስ ኢትዩጲያ ሃሓፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዝርከባ ማእከሎት አናእሽተይን ማካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ጅፒኤስ ክገጥም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሓምለ 13, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ምግጣምን ፅገናንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፅገና ተሽከርካሪ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ግዝኢት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 1, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 3, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይ ካብ GSF በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ማይ ጥምቀትን በለስን ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣርባዕተ ናይ ሓባር ዒላ ብሌክትሪካል ኣቅሑት ሶላር ምቅራብን ምዝርጋሕን ማለት ፓወር ሶላር ፓምፕ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓቲ ንምስራሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 2, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ከትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኤለትሪከን ኢስተሸነሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳድሩ ከዕድግ ስለ ዝደልይዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገሰፁ ናይ ኮaኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገሰፁ ናይ ጀነሬተር ክዕድግ ስለዝደሲዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 14, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 16, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 13, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌከትሪከ ኣቑሑት ከዕድግ ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 9, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን