ደስታ ኢንተርናሽናል ሆቴል ኣብ ዝሰርሖ ዘሎ ደረጀኡ ዝሓለወ ናይ ደስታ ኢንተርናሽናል ሆቴል ናይ ምስፍሕፋሕ ህንፃ ስራሕቲ ብዓል ሽዱሽተ (6) ደብሪን ሓደ ቤዝመንትን(B+G+6 Floor Building) ናይ ኤሌክትሪክን ሳኒታሪን ሰፋሕቲ ስራሕቲ(Electrical & Sanitary Utilities Installation Works) ብዘለዎ ናይ ህንፃ ንድፍን ዝርዝር ስራሕትን(as per Design & Specification)ብፅፈትን ፅሬትን ብዝተውዓዓሎ ናይ ግዜ ገደብ ሰሪሑ ከረክብ ዝክእልዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 3, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ምግጣምን ፅገናን
ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንሬድዮ መሳለጥቲ ዝኾኑ ኤሌክትረክ ብምልጣፍ ዝወፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 2, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንማእኸል ኢንቨስትመንት ተግና ክገልግለ (Materials & Services for Hydroponic System Implementation) ዝምልከቶም ትካላት ኣወዳዲሩ በግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 26, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 6 ወረዳታት ትግራይ (እንዳ መኾኒ - ሽብጣ ከተማ ማይጨው - ቀበሌ 02፣ ሳምረ - ዓምዲ ወያነ ዓዲ ዓውሶ፣ ኣፅቢ - ደራ፣ ዓድዋ - ራህያ/ደብረ ገነት፣ ናዕዴር ዳዕሮ ሓፋሽ ንምድላው ምጥን ምግቢ ዘገልግላ ሓደሽቲ መጥሓናት (መጣሕን) ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 6 ወረዳታት ትግራይ (እንዳ መኾኒ - ሽብጣ ከተማ ማይጨው - ቀበሌ 02፣ ሳምረ - ዓምዲ ወያነ ዓዲ ዓውሶ፣ ኣፅቢ - ደራ፣ ዓድዋ - ራህያ/ደብረ ገነት፣ ናዕዴር ዳዕሮ ሓፋሽ ንምድላው ምጥን ምግቢ ዘገልግላ ሓደሽቲ መጥሓናት (መጣሕን) ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ትራንስ ኢትዩጲያ ሃሓፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዝርከባ ማእከሎት አናእሽተይን ማካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ጅፒኤስ ክገጥም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሓምለ 13, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ምግጣምን ፅገናንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፅገና ተሽከርካሪ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ግዝኢት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 1, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 3, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይ ካብ GSF በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ማይ ጥምቀትን በለስን ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣርባዕተ ናይ ሓባር ዒላ ብሌክትሪካል ኣቅሑት ሶላር ምቅራብን ምዝርጋሕን ማለት ፓወር ሶላር ፓምፕ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓቲ ንምስራሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 2, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ከትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኤለትሪከን ኢስተሸነሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳድሩ ከዕድግ ስለ ዝደልይዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን