ተዓፅዩ

ጨረታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ካብ ስደታት ፅዕንቶ ምንካይ ምላሽ ዉሃቢ ልምዓት ፕሮጀክት ማለት RDIP 2 ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዳና እትርከብ ጣብያ ማይ ኩሕሊ ህንፀት ሐድሽ ዝርገሐ መስማር ማይ ህንፀት ሐድሽ ዋና ማይ መዋህለሊ ገንኢን ፓምፕ ካባቢ ድማ ዝራያ ሓፁር ምሕፃር ህንፀት ሐድሽ መዓደሊ ነቁጣ ማይን ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ፅገና ማለት እዉን ፅገና ዝነበረ መዋህለሊ ማይ ገንኢ ፅገና ናይ ዋርዲያ መሕደሪ ገዛን ፅገናን ማዐደሊ ማይ ናቁጣታትን ሶላር ሲስተምን ዝረገሐን ተከላን ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ተጫረቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ልምዓት ምላሽ ፕሮጀክት ምዕራፍ ክልተ በጀት ድጋፍ መሰረት ፅሩይ ዝሰተ ማይ መሰተ መጠራቀሚ ባዕለ 500 ሜኩ ሪዘርቫር ንምስራሕ ወይ ድማ ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝደለየ ስራሕቲ ማይ ስራሕ ፈቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ወይ ተጫረቲ ብዝተዳለወ ዲዛይንን ናይ ስፐስፊኬሽን መሰረት እቲ ስራሕ ሙሉእ ብሙሉእ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ክስራሕ ስለዝተደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ወይም ተጫረቲ ነቲ ስራሕ ብኣግባቡ ተረዲኩም ንክትጫረቱ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ብፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ በጀት ኣብ ጣብያታት መስልሕን ኩሉ ፈርሓን ብማይ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ 8 ሓባር ዒላ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 12, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕቃባ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልማት ክይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ GSF በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ በለስን ጣብያ ማይ ጥምቀትን ንስራሕ ሓባር ዒላ ምንዋሓ ካናል መስኖ አገልግሎት ዝዉዕል አብ ናይ ማይ ተንከፈ ዝተወፈረሑ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ supply Spare and provide maintenance service for mosis water treatment 16mq per hour capacity ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 22, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ከተማ ከባቢኣን ንዝርከብ ሕብረተሰብ ዝዉዕል ዓሚቁ ጉድጎድ ሲስተም ዘድሊ ሶላር ፓምፕ ኤሌክትሮ መካኒካል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 23, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 23, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019