ተዓፅዩ
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2012ዓ/ም ኣብ ኩለን ወረዳታት ከተማታትን እስካብ ቁሸታት ዳህሳስ መፅናዕቲ ማኑፋክቸሪንግ ንምክያድ ስለዝደለየ ነቶም ሰብ ሞያ ግልጋሎት ዝህባ ናይ ወፍሪ መካይን ኪራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 10, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 10, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ