ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ንሰራሕተኛታት መማላላሲ ናይ ሰርቪስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ፣ ሊቪረ፣ ቲን ዘዉፀእኩም መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቕቡ ትኽእሉ ናይቲ ትካል ወይ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድ ዘሎ ሽምን ማሕተምን ናይ ዋጋ መቕረቢ ፕሮፎርማን ኣብ ከፋ ግበሪ ዘሎ ሽምን ሓደ ዓይነት ተዘይኮይኑ ተቐባልነት የብሉን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ