ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ትሕቲ ምም/ር ኸተማ መቐለ ዝርከበ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝህባ ኣናሽተይን ናይ ሰራሕተኛታትን ናይ ከተማ ናይ ህዝቢ መማላለስቲ ኣብቶብስ እምራን ናይላብያጆን ጎሚስታን ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ