ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈቱ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ሎት1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት2 ኣቅሑ ፅሬት ካብ ናይ መደበዓ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 28, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ