ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : መነፃፀሪ ክብደት ሚዛንን ነዳድን: ኤሌክትሮኒክስ:ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ