ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት አቁሑት ግልጋሎት ደረቅ ጉሓፍ ከምኡዉን ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 19, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 20, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ