Closed
ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ማእከላይ ከተማ መቐለ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ስፔር ፣ ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 26, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ