መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ ግልጋሎት ሓለዋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ቤት ዕዮታት ናይ ሓለዋ ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2012 ሓለዋ ዋርድያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝስዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ/ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 1, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 2, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.26 (0.04)182.06 (0.03)
24 (0)24.39 (0.01)
9.69 (-0.02)9.79 (-0.02)
1.02 (-0.01)1.03 (-0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2019