ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ህንፃ መሳርሒ : ናይ መኪና መለወዋጢ : ናይ ኮምፒተራት :ፕሪንተራት: ፎቶ ኮፒ ማሽን : ፋክስን : ላፕቶፕን ፅገና : ናይ ተሽከርከርቲ/ መኪና ፅገና ጋራዥ / : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተራት ፕሪንተራት : ስሚንቶ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ጣብያታት ምጎዕዓዝን : ሕትመት : ምርጥ እቶን ምፍራይ ሞድል : ናይ ፕሪንተራት : ፎቶ ኮፕን : ፋክስን ቀለም ምምላእ ግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ከሕትም : ከስርሕ : ከጎዓዕዝ ስለዝደሊ ብዘርፉ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ