ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ቀለልትን ሃለቅትን ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት ፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን ሞተር ሳይክልን ጎማን ባትሪን ፣ ከምኡ አዉን ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ታሕታይ ማይጨዉ