ተዓፅዩ

ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ካብዚ ዝተጠቐሰ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 15, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 15, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሆስፒታለ ሱሑል ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 8, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 8, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ ኣብ 2010 ዓም መድሓኒት ሰብን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 23, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 23, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለትዉን መሳርሒ ፅሕፈት ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል አፋዉስን ፀረባልዕን ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ቢሮ መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ሳይክልን ናዉቲ ፅሬት መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ አቁሑት ቡንባ ዕጥቂ ስፖርትን ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ደቀቅቲ ሸቀጣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደሊንተወዳደርቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 6, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 6, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሑሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣፋዉስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ60.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019