ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መቐለ ፕሮጀክት ስራሕ መንገዲ ሰመማ እንዳባጉና ኣብ ዝሰርሖ ፕሮጀክት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት በርሚል ፣ ጎማ ፣ ዝተቃራረፀ ብረትን ፣ ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ብዕለት 4 መጋቢት 2012ዓ/ም ኣዉፅኢዎ ዝነበረ ጨረታ ብሰንኪ ሕማም ኮረና ዝተኣወ ናይ ምንቅስቃስ ገደብ ጠጠዉ ኢሉ ዝነበረ እንትከዉን ሐዚ እቲ ኣዋጅ ስለ ዝተመሓየሸ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 9, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ