ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር መኪና ብፕሮፎርማ ወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 16, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 16, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

አብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ን2016 በጀት ዓመት ዘድልዮ ናይ ሓለዋ (ዋርድያ) ግልጋሎት ን2ይ ግዜዝወፀ ግልፂ ጨረታ ንምሕላው(ንምስራሕ)ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮና ስቶራትን ዋና ቢሮን ፤ ብውልቀን ብማሕበርን ንዝተደራጀዩ ኣወዳዲሩ ንምሕላው(ንምስራሕ) ከምኡ ውን ንመጀርያ ግዜ ዝወፀ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ንምዕዳግ ስለ ዝደለየ በዚ ዝስዕብ መለክዕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ንክወዳደሩ ይዕድም ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 22, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 22, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንሓለዋ (ዋርድያ) 10000.00, ንፅሕፈት መሳርሒ 3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 18, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019