ተዓፅዩ
ቤ/ፅ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 19, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 19, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ