ተዓፅዩ
ማእከል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣትክልቲ ማለት እዉን ቀይሕ ሽጉርቲ : ፃዕዳ ሽጉርቲ :ድንሽ : ኮሚደረ : ጎመንን ጉዕን አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 16, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ