ተዓፅዩ
ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ን2016 ዓ/ም ካብ ዝተመደበ በጀት ንኣባላት ፖሊስ ዝኸውን ጫማ ፤ ኮበርታ፤ ኣንሰላ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ሰነዳት ከሕትምን ስለ ዝደሊ ዝምልከተኩም ኣካላት ንክትወዳደሩ ይዕውዕ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 19, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 19, 2016 3:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዩ።
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ