ተዓፅዩ
ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ እስተሽነሪ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያንነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 4, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 4, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ