ማሕበር ́ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና / ስፔር ፓርት ንብረት) ክትዕድግስለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 8, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ናይ ኤሌክትሮነስ ኣቅሑት: መሳርሒ ፅሕፈት: ናይ RTR ሞተርን ማዉንቲን ሳይክልን : ቶታል ስቴሽን ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንናይ ቶታል ስቴሽን ምስ ኣክሰሰሪኡ 30000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒስ መሳርሒ 25000 ቅርሺ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ናይ ማዉንቴን ሳይክል 5000 ቅርሺ : ናይ RTR ሞተርን 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.97 (-0.21)162.58 (-0.21)
180.71 (0.05)182.51 (0.04)
24 (0)24.35 (-0.03)
9.8 (0.01)9.9 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2019