ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክዕደግ ይደሊ'

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትራንስ ኢትዮጵያ ሓላ/ዝተ/ውልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቢሮ ዝርከቡ ዘገልገለ ንብረት ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 6, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 6, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ካብ በጀት ዓምት 2017 ዓም ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይድሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ይፈላለዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ሕረጭ ቆፅሊ ሞሪንጋ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኩኪስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2017 3:59 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.18 (0.19)162.79 (0.19)
180.66 (0.1)182.47 (0.1)
24 (0)24.38 (0.04)
9.79 (0)9.89 (0)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2019