Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2009 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፋላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ: ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ተዛመድቲን ናይ ቢሮ አቁሑትን ናይ ሞተር ሳይክልን ናይ ሰርቪስ መኪናን መለዋወጢ አቁሑት ዝተፋላለዩ ሕተመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ህንፃ መሳርሒ ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከሕትምን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታኣሕፈሮም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ