Closed
ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሀለቅትን ቀወምትን ንብረታት ማለትዉን መሳርሕታት ፅሕፈት: ህንፃ: ኤለክትሪክ: ኤለክትሮኒክስ: ሳኒተሪ: ሰፔር ፓርት: ፅሬትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 13, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 13, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ