ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቑሑት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሕን ፣ኣዉቶሞቲብን ኣቅሑትን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 8, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 24, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 21, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ለካቲት 2ይ ብርኪ ቤት/ቲ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣ ስፖርት መፃሕፈቲ ፣ ኮምፒተር ፣ ላፕቶፕ ፣ ፕሮጀክተርን፣ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሓዘ ወረቀት ካብ ፋይናንስን ምምሕዳርን ቤት ትምህርትና ካብ ዕለት 16/06/2012 እስካብ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዘ ንጉሆ ስካብ 6 ሰዓት እናመፃኩም ክትወስዱን ዋጋ መሊእኩም ከተእትዉን እናሓበርና ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ምኻኑን እቲ ጨረታ ተጫረቲ ኣብዘየብሉ እዉን ክኽፈት ዝክእል ምኻኑን እናሓበርና ተጫረትቲ እትመፁ ክመልእዎም ዝግባእ ረቓሕታት ድማ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.86 (-0.13)162.47 (-0.13)
180.02 (0.39)181.82 (0.39)
24 (0)24.27 (-0.02)
9.75 (0.02)9.85 (0.02)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2019
s