ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሎም ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ልምዓት ምግቢ ማለት እዉን FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ናትብላዕን ደብረ ቃልን ዝስርሑ ክልተ ካናላት ኣብ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ንዝተዋፈሩ ሕጋዉያን ናይ ማይ ኮንስትርክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕርፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ማይጨዉ