Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት 1ይ ዙር ጨረታ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 10, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 10, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ